Followers

Saturday, July 28, 2007

ተዝህልዉ ኔሮም ኢትዮጵያ ናይ ባሕሪ በራ ኣይንተዓፀወን ኔሩ!!!
ተዝህልዉ ኔሮም ተጋሩ አብ ዝኹሉ ሽግር ኣይንኣተናን ኔርና!!!
ተዝህልዉ ኔሮም ናይ ሻዕብያ መንግሰቲ ኣይንተፈጠረን ኔሩ!!!
ተዝህልዉ ኔሮም ናይ ሻዕብያ ምሩኽ ሰራዊት ኣብ ግምባሩ "ዓጋመ" ዝብል ዘይጠፍእ "ውቃጦ" (tatoo) ወቂጥና ክንሰዶ ኔርና!!!
ተዝህልዉ ኔሮም ፀዓዱ ኣብ ዓድና ኣትዮም ወሰን ኢትዮጵያ ኽጥርሩ ኣይንፈቐዱን ኔሮም!!!
ተዝህልዉ ኔሮም ተጋሩ ኣብዚ ሎሚ ኤርትራ ተባሂሉ ዝፅዋዕ መሬት ትግራይ ከይዶም ኣይንሃለቑን ኔሮም!!!
ተዝህልዉ ኔሮም ህፃውንቲ ዓይደር ብሻዕብያ ኣይንተደብደቡን ኔሩም!!!
ተዝህልዉ ኔሮም ብስም ዲሞክራሲ ኣብ ዓድና እንዳኣተዉ ብሰላም ከይንነብር ዝዘርጉ ዘለዉ ፀዓዱ ከባርርዎም ኔሮም!!!

No comments: