ኢሳያስን ሓማሴናውያንን ነዚ ጠምዩ ናብ ሱዳን ክኣቱ 15 ኪ/ሜ ዝተረፎ ትግራዋይ ምስ ደርጊ ተማሻጢሮም ብነፈርቲ ከምዝረግፍ ጌሮምዎ! እንታብ 50,000 ነላዕሊ ተጋሩ ሞይቶም። መራሕቲ ወያነ ምንም ዓይነት ሰጉምቲ ኣይወሰዱን። እዙይ ከይኣኽሎ፤ ተማሃሮ ዓይደር በነፈርቲ ይድብደቦም። ብዙሓት ህፃውንቲ ሞይቶም። ብዙሓት ድማ ቆሲሎም። ኢሳያስ እዚ ኹሉ ግፍዒ ምስ ፈፀመ፤ መራሕቲ ወያነ ሕዚ'ውን ትዝደለዮ የማልእሉ። ባድመ ናብ ኤርትራ ከምትኣቱ ይገብሩ። ትግራዋይ ታይ ኢኻ ትፅበ ዘለኻ?
No comments:
Post a Comment