Eritrea backs Somali opposition against Ethiopia Deepika - Sep 15 10:31 AM ASMARA, Sep 15 (Reuters) Eritrean President Isaias Afwerki has backed a new Somali opposition alliance, saying arch-foe Ethiopia's fight against insurgents in Mogadishu was doomed to fail, state media reported today. ሓማሴናውያን ሓዊ የእትዉላ ኣለዉ ንኢትዮጵያ። ንዝሓለፈ ሰላሳ ዓመታት ምስ ኣዕራብን ፀላእቲ ኢትዮጵያን ኮይኖም ሰላም ከሊኦምና እዮም። ኢትዮጵያ ንኸይትዓቢ ዓጊቶምዋ አዮም።ባሕሪ-ኣልቦ ጌሮምዋ እዮም። ሕዚ ድማ ብሶማል ጌሮም ብተዘዋዋሪ ሰላም ዓድና ይዘርግዎ ኣለዉ። እዙይ ከምዙይ እንዳሃለወ፤ ቅንጅት ኣብ ክንዲ ምስ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ሓቢሮም ቀንዲ ፀላኢ ኢትዮጵያ ንምጥፋእ ዝቃለሱ፤ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ኡይ እንዳበሉ ይውዕሉ ኣለዉ። H.R 2003 ከም በሪ ባሕሪ ዝኽፍተሎም፤ Donald Payne (ቃንዛ) ዲሞክራሲ ከምዘስፍነሎም፤ ኣብ ዋሺንግቶን ከም ጀጋኑ ባንዴራ ኢትዮጵያ ከውለብልቡ ይውዕሉ ኣለዉ። እዞም ሓለውቲ መኻይንን ሓፀብቲ ፃሕልን ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ንኽይሰፍን ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ ዝገብርዎ ዘለዉ ኣጉል ኣውያት ጠጠው ከብሉ ኣለዎም። እቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጵያ እውን፤ ኣብ ኤርትራ ዘለዎ ደውታ ክቕየር ኣለዎ። ንኤርትራን ኤርትራውያንን ካልኣይ ንኢትዮጵያ ከምዘይደፍርዋ ክሓስዮም ኣለዎ። ክለውሶም ኣለዎ። ክደቑሶም ኣለዎ። ከም ሓምሊ ክቕርድዶም ኣለዎ። መንግስትና ኣብ ኤርትራ ዘለዎ ደውታ ኣይቅይርን ዝብል ተኾይኑ ግን፤ ንጀጋኑ ኢትዮጵያውያን ስልጣን ከርክብ ኣለዎ። ብኤርትራውያን እንዳተሓመስና ክንነብር ኣይኮንናን። ንደቅናን ደቅ ደቅናን ብሰላም ክነብሩ ክንፅዕር ኣለና። ንሕና'ዃ ሳላ መራሕቲ ወያነን ሓማሴናውያንን ሰላም ትበሃል ታይ ምዃና ኣይንፈልጥን። ስለዙይ፤ "ንሓማሴናውያን ካልኣይ ከምዘይደግሙ ክንቀፅዖም ኣለና!!" ኢልና ቃል ክንኣቱ ኣለና!! ናይ ሰላምን ዕብየትን ሚለንየም ይግበረልና!! ውድቀት ንሓማሴናውያን!! ሰላም ብሓይሊ ጥራሕ እዩ ዝሰፍን!! ማህሌታይ |
Followers
Saturday, September 15, 2007
ሓማሴን ተይተሓመሰት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም ኣይክህሉን
Subscribe to:
Post Comments (Atom)
No comments:
Post a Comment