Followers

Tuesday, September 11, 2007

ኤርትራ አሸባሪት ሃገር ምዃና ተረጋጊፁ

ኤርትራ ኣሸባሪት ምዃና ታብ ናይ መቐለ ናይ ዓይደር ቀዳማይ ደረጃ ተማሃሮ ንላዕሊ ዝፈልጥ የለን። ሓማሴናውያን ንዕሸላት ተማሃሮ ዓይደር ብነፈርቲ ኣንዲዶምዎም እዮም። ኣሸበርቲ ምዃኖም ታብ እንፈልጦም ብዙሕ ዓመታት ሓሊፉ እዮ።

ኣሸበርቲ ተሃዲኖም ናብ ሕጊ ክቐርቡ ኣለዎም። ኣበዚ ፅሑፍ እዙይ ከም ተንብብዎ http://news.bbc.co.uk/2/hi/africa/6985656.stm ሓማሴናውያን ኣሸበርቲ ምዃኖም ንህዝቢ ዓለም ግልፂ ይኾን ኣሎ። ኣሸበርቲ ተሃዲኖም ብህይወቶም፤ ተዘይኮይኑ ድማ ብምዉቶም ናብ ሕጊ ክቐርቡ ኣለዎም። ኣብ ቅድሚ ተማሃሮ ዓይደርን መምሃራንን ድማ ክፍረዱ ኣለዎም።


ማህሌታይ

No comments: